top of page


ወንጌል ኣብ መዓልታዊ ህይወት ኣመንቲ
ወንጌል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና ብብዝሒ ተደጋጊሙ እንረኽቦ ሓሳብ እዩ። ካብ ልሙድ ምዃኑ እተላዕለውን ብዛዕባኡ ብቓልና ዝሸምደድናዮ ገለ ጥቕስታት ኣይስኣንን እዩ። እዚ ወንጌል ዝብል ሓሳብ መሰረታዊ (basic) ትምህርትን...
May 127 min read


መግለጺ እምነት ኒቅያ
ሰማይን ምድርን ዝርአን ዘይርአን ዝፈጠረ፡ ኩሉ ብዝኽእል ብሓደ እግዚኣብሔር ኣቦ ንኣምን። ዓለም ከይተፈጥረ ምስኡ ህልው ብዝኾነ፡ ብሓደ ወዱ ንኣቦ፡ ብጉይታና ብኢየሱስ ክርስቶስ ንኣምን። ...
Apr 291 min read


ንዶክትሪን በብደረጃ ኣገዳስነቱ ምኽፋል: (Theological Triage):
ዕላማ ናይ ጽሑፈይ (The objective of my writing): ዕላማ እዚ ጽሑፍ፡ ንዶክትሪን (ኣብዚ ዶክትሪን ክብል ከለኹ:እንኣምኖም ትምህርትታ ወይ ንኽተሎም መምርሒታት ማለተይ እየ። ንምድግጋም መታን ክጥዕም:...
Apr 299 min read


Now That I'm a Christian: What It Means to Follow Jesus
by Michael Patton እዛ መጽሓፍ ብሚካኤል ፓተን እተጻሕፈት ኮይና: ብሓፈሻ ከም ሰዓብቲ/ተማሃሮ (ደቀ-መዝሙር) ክርስቶስ: እንታይ ክንምሃር ኣለና: ብኸመይከ ክንመላለስ ኣለና እተርኢ መጽሓፍ እያ። ጸሓፋይ...
Apr 126 min read


መንነት — Identity
"ኣነ መን እየ ?" ንዝብል ሕቶ ፡ ኵላትና ኣብ ገለ ህሞት ናይ ህይወትና ሓቲትናዮ ኢና። ናይዚ መልሲ ድማ ፡ ገሊኡ ካብቲ እንነብረሉ ሕብረተሰብ ብዝረኸብናዮ ገሊኡ ድማ ካብ ዝገበርናዮን ዝበጻሕናዮን ክንምልሶ ጸኒሕና...
Mar 127 min read


Delighting in the Trinity: An Introduction to the Christian Faith
By Michael Reeves እዛ መጽሓፍ ብሚካኤል ሪቭስ ዝተጻሕፈት ኮይና፡ ነቲ ማእከል ምህሮ ክርስትና ዝኾነ ስነ-መለኮት ስላሴ ንጹርን ቕልል ብዝበለ መንገዲ ጌራ እትምህር ጥራይ ዘይኰነት፡ ንነበብቲ ነቲ ስሉስ ዝኾነ...
Feb 85 min read


ታሪኽ ቤተ-ክርስትያን
ታሪኽ ቤተ ክርስትያን፡ እምነት ክርስትና ብኸመይ ከም ዝጀመረን፡ ምስ ግዜ ብኸመይ ናብ ብዘሎ ዓለም ከም እተስፋሕፍሐን ዝማዕበለን ዝገልጽ ታሪኽ እዩ። ቀዳመይቲ ቤተ-ክርስትያን (the Early Church (c....
Feb 81 min read


መጽናዕቲ መጽሓፍ ቲቶስ
ድሕረ–ባይታ፡ መጽሓፍ ቲቶስ፡ ካብተን ብሃዋርያ ጳውሎስ እተጻሕፋ፡ ሰለስተ ጉስነታዊ መልእኽታት (Pastoral Epistles) ተባሂለን ዝፈለጣ መልእኽትታት ሓንቲ ኮይና፡ ናብ ቲቶስ እተላእኸት እያ። ነዘን ሰለስተ...
Jan 71 min read
bottom of page